ነፃ ዴሊቨሪ

ዘለዎም ርኢቶ | ዝኾነ ይኹን ሓሳቦም ኣብዚ ይፅሓፉልና

ናይ ዓማዊልና ርኢቶ ንናይ ቐፃሊ ስራሕና ስለዝጠቕመና ዓማዊልና ኣብ ምትእንጋድ ዝረኣይዎ ፀገም፣ ዘድንቕዎ ፅቡቕ ነገር፣ ወይ ድማ ዝኾነ ይኹን ናይ ባዕሎም ሓሳብ እንተሃልዩ ኣብዚ ይፅሓፉልና።