ብሉፃት ኣቑሑት
- ፍሬንች ከርልስ
- ቦሆ | ጋደስ ብሬይድ ሄይር
- አቪኖ ሎሽን
- ላይክ ሂዩማን ሄይር
- የመኒ መዓር
ከምዝፍለጥ ኣብ መቐለ እቲ ኦሪጂናል ናይ ኮስሜቲክስ ኣቕሓ ምርካብ ኸቢድ እዩ። ብዙሓት ሰባት ድማ ብጣዕሚ ኦሪጂናል ዝመስል ግን ድማ ኦሪጂናል ዘይኮኑ ኣቑሑታት ብምግዛእን ብምጥቃምን ዘይደለይዎ ለውጢ ወይ ድማ ንናይ ቖርበት ሕማም ይቃልዑ። እዚ ችግር እዚ ንምቕራፍ ድማ ኪኪስ ለክስ ተመስሪቱ። ኪኪስ ለክስ ኣብ መቐለ ዝርከብ ኦሪጂናላትን ፅሬቶም ዝሓለዉን ካብ ኣሜሪካ፣ ካናዳ፣ ኮርያ፡ ፈረንሳይን መላእ ኣውሮፓን ዝምረቱ ኣቑሑት ፅባቐ ይኹን ክንክን ቖርበት ብተመጣጣኒ ዋጋ ዝረኽብሉ ዌብሳይት እዩ። ብብራንድ ዝፍለጡ ኹሎም ኣቑሑትና ኦሪጂናላት ምዃኖምን ካብ እቲ ትኽክለኛ ብራንድ ዝመፁ ምዃኖምን ክንሕብር ንፈቱ። ኣብ ዌብሳይትና ዘይረኸብዎ ዝኾነ ይኹን ኣቕሓ ድማ ብስልኪ ደዊሎም ይሕተቱና።
Designed for Kiki's Luxe to shine ❤️ Just like you.